ዳዕዋ ናብ ተውሒድን ሱናን


Channel's geo and language: Ethiopia, Amharic
Category: not specified


t.me/http.ዳዕዋናብተውሒድንሱናን

Related channels

Channel's geo and language
Ethiopia, Amharic
Category
not specified
Statistics
Posts filter


Forward from: ጡባ ሚድያ ግሩፕ TUBA MEDIA
🍀🍀🍀🍀🍀🍀🍀🍀
መልካም ስራ

በሉ እህት ወንድሞቼ ፣ #add እናድርግ

የግሩፑን አባል ከፍ እናድርግ፣

አድ
አድ
አድ
አድ
አድ
አድ
አድ
🍀አድ🍀🍀

ሌሎችን ወደ መልካም ያመላከተ የሰሪውን ምንዳ እንደሚያገኝ አስበን አድ እናድርግ
.
https://t.me/menarutewhidwesunna
https://t.me/menarutewhidwesunna


Forward from: Rashid habib abu zikra
【ዘሕጉስ ዜና ንዒልሚ ደለይቲ】
▼▼▼▼▼▼▼▼▼▼
ናይ መስጅድ ዓሊ ደርሲ ፕሮግራም
ብ ሸይኽ ሙሓመድመኪን ሙሓመድ
ቦታ መቐለ ኣብ ዒዲሹምዱሑን መስጅድ ዓሊ
ንጉሆ ካብ 12:00 እስካብ 1:50
1) ፊቅሁል ኣክበር
2)ዑምደቱል ኣሕካም
NB: እዚ ፕሮግራም ጊዝያዊ እዩ።
ድሕሪ ዝተወሰነ መዓልትታት ሓድሽ ፕሮግራም ክወፅእ እዩ።ኣብዚ ሓድሽ ፕሮግራም ንኩሉ ጣሊበል ዒልም ዝምጥን ኩቱባት ካብ ፊቅህ፣ዓቂዳ፣ሓዲስ፣ነሕዊ ወ ሰርፍ፣ በብደረጅኡ ክቅራእ እዩ። ስለዚ ንጠለበተል ዒልም ኩላትና ዝግጁው ንኩን።
ባረከላሁ ፊኩም
✍RASHID ABU ZIKRA
ናይ ቴሌግራም ቻናልና #Join በሉ 👇👇👇👇👇
https://t.me/rashidhabibabuzikra


‏قال العلامة ابن عثيمين -رحمه الله تعالى :

الإنسان إذا لم يحرص على علاج مرض قلبه
فإنه يعاقب بزيادة المرض لقوله تعالى :
"في قلوبهم مرض فزادهم الله مرضا"

لا شك أن العقوبة بمرض القلوب
أعظم من العقوبة بفقد الولد والأهل والمال

📚 [أحكام القرآن (١\٨٧)]

እቶም ዓብዪ ዓሊም ኢብኑ ዑሰይሚን ( ኣሏህ ይርሓመሎም)
➧"ወዲ ሰብ ዘለዎ ናይ ቀልቢ ሕማም ንኸፅሪ እንድሕር ዘይፂዒሩ፣ ዝበለፀ ናይ ቀልቢ ሕማም ብምውሳኽ ይቅፃዕ"

ረብና ኣሏህ ሙናፊቓት ኣመልኪቱ ከምዚ ስለ ዝበለ
«ኣብ ልቦም ሕማም አሎ ኣሏህ ተወሳኺ ሕማም ወሲኹሎም»
ብሕማም ናይ ቀልቢ ምቕፃዕ ውሉድ፣ ቤተሰብ፣ ገንዘብ ካብ ምስኣን ዝበለፀ ንምዃኑ ጥረጥር የብሉን።

➷➷➷➷➷➷➷➷➷➷
@Daewtuselefiya


ليس العيد لمن لبيس الجديد
والعيد لمن خاف يوم الوعيد
تقبل الله طاعتكم،
ومن النار أعتقكم،
وبالفردوس أسكنكم،
وبالعيد أسعدكم،
تقبل الله منى ومنكم صالح الأعمال
🎉🎇🎆عيدكم مبارك،وكل عام وأنتم بخير والصحة والسلامة🎉🎇🎆
🌟 ዒድ ሙባረክ 🌟


📍قـالَ العَلّامَـة #صَـالِح_الفَـوْزَان -حَـفِظَهُ الله- :

"فيُكثر الإنسان من الاستغفار في ختام الأعمال وختام العبادات، مثل ختام شهر رمضان، فالمسلم الذي وفقه الله لصيامه، ووفقه لقيامه، عليه ان يتبع ذلك بالاستغفار والانكسار بين يدي الله -سبحانه وتعالى-، وألاّ يعتبر أنه أدّى العمل على الوجه المطلوب، لأنه لا يدري: فقد يكون بعمله خلل كثير، فعليه أن يُكثر الاستغفار ويعتبر أن ما عمله قليل في حق الله سبحانه وتعالى".

📕 [ "مجالس شهر رمضان المبارك ص(١١٨) ].




بِسْــــــــــــمِ ﷲِالرَّحْمٰنِ الرَّحِيم

فضيلة الشيخ العلامة الفقيه: محمد بن صالح العثيمين رحمه الله.

◆الفرق بين صلاة التراويح وصلاة القيام◆
◈ብተራዊሕ ሶላትን ሶላተ ለይልን(በተሀጁድ) ዘለዎ ፍልልይ ◈
📌السؤال:

ما الفرق بين صلاة التراويح التي تكون بعد صلاة العشاء، وصلاة القيام التي تكون في آخر الليل في رمضان؟
↪️ሕቶ፦
ኣብ ረመዷን ውሽጢ ድሕሪ ሶላተል ዒሻ ትስገድ ዝኾነት አት_ተራዊሕን ኣብ መጨረሻ ዓሰርተ ረመዷን ዘለዋ ናይ ለይቲ ሶላት ዘለዎ ፍልልይ እንታይ እዩ?
↩️الجواب:

لا فرق بينهما. صلاة التراويح في أول الليل أو في آخر الليل, لكن الناس في أيام العشر من الأواخر من رمضان يحبون أن يحيوا الليل اقتداءً بالرسول عليه الصلاة والسلام؛ لأنه كان في العشر الأواخر يحيي الليل كله. فلهذا جعلوا القيام في آخر الليل, والصلاة الخفيفة التي يسمونها التراويح في أول الليل, ولا بأس بهذا.
↪️መልሲ
ኣብ መንጎኦም ፍልልይ የለን ሶላተ አት_ተራዊሕ ዝስገድ ናይ መጀመርያ ለየቲ ወይ ከዓ ናይ መጨረሻ እዩ። ነገርግን ሰባት ብረመዷን መጨረሻ ዓሰርተ ለይታት ብዒባዳ ሓዪ ምግባር ይፈትው፣ እዚ እውን ብመልእኽተኛ ሰለላሁ ዐለይሂ ወሰለም ብምኽታል እዩ።
ምክንያቱ ናይ ኣሏህ መልእኽተኛ ሰለላሁ ዐለይሂ ወሰለም ናይ መጨረሻ ዓስርት ለይቲ ብሙሉኡ ብዒባዳ ይሕልፉ ኔሮም። ነዚ እዩ ሰባት ዝሰግድዋ ሶላት ብለይቲ መጨረሻ ቂያም አል ለይሊ (ተሃጁድ) ዝገበሩ ካብዚ ኣቕልል ኣቢሎም ዝሰግድዋ ሰላት አት_ተራዊሕ ብማለት ዝሰየምዎ ብናለይቲ መጀመርያ ዝገብሩ። እዚ ዝኾነ ይኹን ሽግር የብሉን።

🌐المصدر: سلسلة لقاءات الباب المفتوح > لقاء الباب المفتوح [107]
الصيام > الاعتكاف والقيام
ምንጪ፦👆👆👆

ዓረብኘኡ ንምስማዕ
👇👇👇👇👇👇

رابط المقطع الصوتي
https://j.top4top.io/m_19362w0et1.mp3
@Daewtuselefiya


بِسْــــــــــــمِ ﷲِالرَّحْمٰنِ الرَّحِيم
❓‏سؤال وجواب حول الصيام✅
➤ሕቶን መልስን ብዛዕባ ፆም
➣ካልኣይ ክፋል


🔴 س,١/ ما السنة في الفطور ؟

🔷ሕ፥❶ ኣብ ኢፍጣር ሱና ዝኸውን ካብ ግዜታት ኣየናይ እዩ?

🔵 ج١/ التعجيل عند غروب الشمس.

🔶መ፥⓵ ፀሓይ ምስ ጠለቐት ቀልጢፍካ ምፍጣር እዩ።

🔴 س٢/ ما السنة في السحور؟

🔷ሕ፥❷ ኣብ ሱሑር ሱና ዝኸውን መዓዝ እዩ?

🔵 ج٢/ التأخير.

🔶መ፥⓶ ፈጅር ክሳብ ዝቐርብ ምፅናሑ እዩ።

🔴 س٣/ ما هي الأيام التي يحرم صيامها ؟

🔷ሕ፥❸ ፆም ሓራም ዝኾነሎም መዓልታት ኣየናት እዮም?

🔵 ج٣/ ●العيدين،
●وأيام التشريق لغير الحاج الذي لم يجد الهدي .
● يوم الشك .
● إفراد الجمعة .
🔶መ፥⓷
➧ክልቲአን ናይ ዒድ መዓልትታት።
➧ ሰለስቲአን ድሕሪ ዒድ ኣል ኣድሓ ዘለዋ መዓልትታት።
➧ ኣብ ሓጂ ንዘየለ፥ ከምኡ እውን ኣብ ሓጂ ኮይኑ ናይ ሕረዶ ኣቕርቦት ዘይሓዘ።
➧ ረመዷን ምዃኑ ዝጠርጠረሉ መዓልቲ።
➧ጁምዓ ጥራሕ ፈሊኻ ሙፃም።

🔴 س٤/ ماذا على من مات وعليه صوم ؟

🔷ሕ፥❹ ፆም ኣብ ልዐሊኡ (ቃዳ) እንደሃለዎ ዝሞተ ሰብ እንታይ ይወጅቦ?

🔵 ج٤/ يصوم عنه وليه .

🔶መ፥⓸ ብዛዕባ እቲ ዝሞተ ኣካል ዝምልከቶ ይፆመሉ።

🔴 س٥/ ما هي الثلاث البيض؟

🔷 ሕ፥❺ ሰለስቲአን አያም አል_ቢድ ዝባሃላ መን እየን?

🔵 ج٥/ هي: الثالث عشر، والرابع عشر، والخامس عشر  من الشهر.

🔶መ፥⓹ ካብ ሕድ ሕድ ወርሒ መበል 13፣14 ን 15ን ዘለዋ መዓልትታት እየን።

🔴 س٦/ متى كان النبي ﷺ يعتكف ؟

🔷ሕ፥➏ ናይ ኣሏህ መልእኽተኛ ሰለላሁ ዐለይሂ ወሰለም መዓዝ እዮም ኢዕቲካፍ ዝኣትው ዝነበሩ?

🔵 ج٦/ في العشر الأواخر من رمضان .

🔶መ፥⓺ ካብ ረመዷን ናይ መጨረሻ ዓሰርተ መዓልታት።

🔴 س٧/ ما أعظم ليلة في السنة ؟

🔷ሕ፥❼ ካብ ዓመት ምሉእ እታ ዝዓበየት ለይቲ መን እዩ?

🔵 ج٧/ ليلة القدر في رمضان .

🔶መ፥⓻ ኣብ ረመዷን ወርሒ ውሽጢ ዘላ ለይለትል ቀድር እያ።

🔴 س٨/ متى تكون ليلة القدر؟

🔷ሕ፥❽ መዓዝ እያ ለይለተል ቀድር ትርከብ?

🔵 ج٨/ أرجى ما تكون في الوتر من العشر الأواخر من رمضان .

🔶መ፥⓼ ትኸውን እያ ተባሂሉ ብዝበለፀ ተስፋዝ ግበረላ ካብ ረመዷን ወርሒ መወዳእታ ዓሰርተ ጎደሎ መዓልትታት እዩ።

🔴 س٩/ ما فضل ليلة القدر؟ وقيامها ؟

🔷 ሕ፥❾ ናይ ለይለትል ቀድር ት ብልጭኡ እንታይ አዩ? እታ ለይቲ ብሶላት ምሕላፍ ከ ብልጭኡ?

🔵 ج٩/ هي خير من ألف شهر.
● ومن قامها إيمانًا واحتسابًا غفر له ما تقدم من ذنبه .

🔶መ፥⓽ ንሳ ካብ ሽሕ ወርሕታት ትበልፅ ንዓኣ ብኣሏህ ኣሚኑ ኣጅሪ ካብ ኣሏህ ብምሕሳብ ለይታ እንዳ ሰገደ ዝሕለፋ ናይ ዓመት ወንጀል ተምሕር እያ።

🔴 س١٠/ من أفطر لعذر في رمضان ماذا يفعل ؟

🔷ሕ፥❿ ብዑዝሪ ምኽንያት ኣብ ረመዷን ዘፍጠረ እንታይ ይገብር?

🔵 ج١٠/ يقضي ما أفطر في أيام أخر .

🔶መ፥⓾ ብዝበለዐን መዓልትታት ልክዕ ብኻልእ ግዜ ይፆመን።

🔴 س١١/ اذكر بعض الأعذار المبيحة للفطر؟

🔷 ሕ፥⓫ ኣብ ረመዷን ንምብላዕ ካብ ዝፍቀዶ ሸሪዓዊ ምኽንያታት ጥቐስ?

🔵 ج١١/ من الاعذار المبيحة للفطر:
⑴ السفر
⑵ المرض  
⑶ الحامل والمرضع إذا خشيتا الضرر على نفسهما أو على ولدهما.

🔶መ፥⓫ ረመዷን ምፍጣር ካብ ዝፍቀደሉ ገለ ሸሪዓዊ ምኽንያታት
➧ገያሺ ሙኻን
➧ሑሙም ሙኻን
➧ ነፍሰ ፁር ወይ ኣጥቦብቲ ኣዶታት ንሂወተን ወይ ንቖልዐአን ጉድኣት ከይበፅሐን እንድሕር ሰጊአን።


ቻናሉ join ኢሎም ይተሓወሱ
👇👇👇👇👇👇
@Daewtuselefiya


بِسْــــــــــــمِ ﷲِالرَّحْمٰنِ الرَّحِيم
❓‏سؤال وجواب حول الصيام✅
➤ሕቶን መልስን ብዛዕባ ፆም
➣ቀዳማይ ክፋል


🔴 س١/ ما حكم صيام رمضان؟

🔷 ሕ፥❶ ረመዷን ሙፃም ሕክሙ እንታይ እዩ?

🔵 ج١/ ركن من أركان الإسلام.

🔶መ፥⓵ካብ እስልምና መሰረታት ሓደ እዩ።

🔴 س٢/ في أي سورة قوله تعالى ﴿يأَيُّهَا الَّذينَ آمَنوا كُتِبَ عَلَيكُمُ الصِّيامُ كَما كُتِبَ عَلَى الَّذينَ مِن قَبلِكُم لَعَلَّكُم تَتَّقونَ﴾ ؟

🔷ሕ፥❷ በየናይ ምዕራፍ እዚ ናይ ኣሏህ ስቡሓነሁ ወተዓላ ቃል ዝርከብ ? "ኦ ኣቱም ምእመናን ምእንቲ ኣሏህ ክትፈርሑ ፆም አብ ልዕሌኹም ግዴታ ተገይሩ ልክዕ ከምቶም ቅድሜኹም ዝነበሩ ሰባት ግዴታ ከም ዝተገበረ ።"

🔵 ج٢/ في سورة البقرة. 

🔶መ፥⓶ በአል_በቀራ ምዕራፍ እዩ።

🔴 س٣/ كم صام النبي ﷺ رمضانات؟

🔷ሕ፥❸ ናይ ኣሏህ መልእኽተኛ ሰለላህ ዓለይሂ ወሰለም ክንደይ ረመዷን ፄሞም?

🔵 ج٣/ تسعة رمضانات.

🔶መ፥⓷ ትሽዓተ ረመዳናት።

🔴 س٤/ ما هو العمل الذي قال الله فيه (إنه لي وأنا أجزي به)؟

🔷ሕ፥❹ ፁርይ ጎይታና ኣሏህ "ንሱ ነዓይ እዩ ኣነ እየ ዝዓስቦ" ዝበልዎ ናይ ኣምልኾ ተግባር እንታይ እዩ?

🔵 ج٤/ الصيام.

🔶መ፥⓸ ጾም እዩ።

🔴 س٥/ ما هي الفرحتان للصائم؟
🔷ሕ፥❺ ንፀዋሚ ዘለዎ ክልተ ደስታ እንታይ እዩ?

🔵 ج٥/ فرحة عند فطره، وفرحة عند لقاء ربه.

🔶መ፥⓹ 1ይ _ በኣፍጣር ሰዓት ዘሎ ደስታ እዩ።
2ይ _ ደስታ ምስ ጎይቱኡ አላህ ሱብሓነሁ ወተዓላ ዝራኸበሉ ግዜ ዘላ ዝኾነት ደስታ እያ።

🔴 س٦/ ما اسم الباب من أبواب الجنة الذي لا يدخل منه إلا الصائمون؟

🔷ሕ፥❻ ካብ ፀወምቲ ወፃኢ ዝኾነ ይኹን ዘይአትዋ ዝኾነት በሪ ሽማ እንታይ ትባሃል?

🔵 ج٦/ باب الريان . 
🔶መ፥⓺ ባቡ አር_ረያን ትባሃል።

🔴 س٧/ متى نصوم رمضان؟

🔷ሕ፥❼ ናይ ረመዷን ወርሒ ሙፃም ንጅምሮ መዓዝ እዩ?

🔵 ج٧/ إذا ظهر هلال رمضان.

🔶መ፥⓻ ናይ ረመዷን ወርሒ ተተራእዩ/ ምርኣዩ እንተተነጊሩ።

🔴 س٨/ ماذا نقول عند رؤية الهلال؟

🔷ሕ፥❽ ናይ ረመዷን ወርሒ ኣብ ንርእየሉ ግዜ እንታይ ንብል?

🔵 ج٨/ اللهم أهله علينا: بالأمن والإيمان والسلامة والإسلام، ربي وربك الله.

🔶መ፥⓼ ኦ ጎይታና ኣሏህ!! እዚ ወርሒ ብዳሓን፣ ብኢማን፣ ብሰላምን ዓርስና ንዓኻ ተገዛእቲ ብምግባርን ኣብ ልዕሌና ግበሮ።
_ብድሕሪኡ ነቲ ወርሒ _ ናተይ ጎይታ ናትካ ጎይታ እዩ ይብል።

🔴 س٩/ ما العمل إذا لم يظهر الهلال بسبب الغيم ؟

🔷ሕ፥❾ ብደመና / ብሽፋን ምኽንያት ወርሒ እንድሕር ዘይተራእዩ እንታይ ንገብር?

🔵 ج٩/ نكمل عدة شعبان ثلاثين يومًا. 

🔶መ፥⓽ ናይ ሻዕባን ወርሒ ቑፅሪ ሰላሳ መዓልቲ ንመልእ።

🔴 س١٠/ ما حكم من نسي وهو صائم فأكل أو شرب ؟

🔷ሕ፥❿ ፀዋሚ ኾይኑ ረሲዑ ዝበለዐ ወይ ዝሰተየ ሑክሙ እንታይ እዩ?

🔵 ج١٠/ يتم صومه، وليس عليه شيء .

🔶መ፥⓾ ፆሙ ይቕፅል ኣብ ልዕሊኡ ዝኾነ ነገር _ ከፋራ _የብሉን።

🔴 س١١/ متى يفطر الصائم ؟

🔷ሕ፥⓫ ፀዋሚ መዓዝ እዩ ዘፍጥር?

🔵 ج١١/ إذا أقبل الليل من المشرق، وأدبر النهار من المغرب، وغربت الشمس .

🔶መ፥⓫ ለይቲ ካብ ምብራቕ እንተመፅዩ፣ ቀትሪ ናብ ምዕራብ እንተኸይዱ ፀሓይ እንድሕር ጠሊቓ።
ናይ ኣሏህ ፍቓድ እንተኸይኑ ካልኣይ ክፋል ክቕፅል እዩ፣ ንኻልኦት ሸር ብምግባር በኣሏህ ፍቓድ ናይ አጅሪ ተኻፈልቲ ይኹኑ።

ቻናሉ join ብማለት ይታሓወሱ።
👇👇👇👇👇👇
# @Daewtuselefiya
# @Daewtuselefiya


بِسْــــــــــــمِ ﷲِالرَّحْمٰنِ الرَّحِيم

_قَالَ الحَـــــسنُ البـــــصــــري رحـــــــــــمــــه الله :_

ሓሰን አልበስርይ ረሒመሁላህ ከምዚ ኢሉ

كـــــلُّ نــــعـــــيــــــمٍ زائــــل_ ، إلا نــــــعـــــيـــــمُ _أهـــــلِ الــــــجــــــــــــنَّــــــــــة ،

"ኩሉ ፀጋ ጠፋኢ እዩ ብዘይካ ናይ ጀነተ ሰባት ፀጋ ክቐሪ።

وكـــــــلُّ غــــــمٍّ زائــــــل ، إلا غــــــــمُّ أهــــــلِ الــــــــــنار ".

" ኩሉ ጭንቀት ጠፋኢ እዩ ብዘይካ ናይ ጀሀነም ( ሓዊ) ሰበት ጭንቀት ክቐሪ።"


اللــهــم إجـعلنا من أهل الجــنة ووفِّـقنا لعمل أهل الجــنة
🤲🤲🤲🤲🤲🤲

@Daewtuselefiya


Video is unavailable for watching
Show in Telegram


ፆም ካብ ዘባላሽው ( ዘፍጥሩ) ነገራት:
➊☜ تناول الطعام أوالشراب عمدا
نقل الإجماع على ذالك ابن حزم وابن قدامة
فمن نسي فصيامه صحيح
يترتب على من أفطر عمدا بطعام أو شراب أمرين
١ القضاء ٢ والإمساك
1️⃣ ኮነ ኢልካ ዝብላዕ ወይ ዝስተ ምውሳድ
ኣብዚ ናይ ዑለማእ ናይ ሓባር ስምምዕነት ከም ዘሎ - ኢብኑ-ሐሰዝምን ኢብኑ ቁዳማን አስፊሮም ፡፡
♦ፀዋሚ ምዃኑ ረሲዑ ዝበለዐ ወይ ድማ ዝሰተየ ፆሙ ትኽክል እዩ።
ኮነ ኢሉ ዝባላዕ ወይ ዝስተ ብምውሳድ ፆሙ ዘበላሸወ ዝኾነ አካል ክልተ ነገራት ይኽተለኦ:- 1ይ- እታ መዓልቲ ብኻልእ ግዜ ምትካእ 2ይ- ካብታ መዓልቲ ዝቐረዩ ሰዓታት ዳግማይ ፆም ካብ ዘባላሽው ነገራምቑጣብ፡፡
➋ ☜من إبتلع مابين أسنانه ممايمكن لفظه فإنه يفطر
فهذا مهذب الشافعية والحنابلة
2️⃣ አብ ሞንጎ ኣስናን ዝቐረዩ ናይ ምግቢ ትራፋት ምውፃእ (እንቱፍ ምባል) እነዳኻኣለ እንከሎ ዝዋሓጠ ፆሙ ይባላሾ።
እዚ ናይ ሻፍዕያታትን ሓናቢላታትን መተከል እዩ። ፡፡
➌☜ الجماع - من جامع في نهار رمضان فسدت صومه نقل الإجماع على ذالك ابن المنذر وابن قدامة وابن تيمية
يترتب عليه الكفارة المغلظة وهي عتق رقبة فإن لم يجد فصيام شهرين متتابعين فإن لم يستطع فإطعام ستين مسكينا
3️⃣ ምስ ተቓራኒ ፆታ ርክብ ምፍፃም፡፡
ካብ ቀትሪ ክፍለ ግዜ ፆታዊ ርክብ ዝፈፀመ ፆሙ ይባላሸዎ እዩ።
አብዚ ናይ ዑለማታት ናይ ሓባር ስምምዕነት ከም ዘሎ -ኢብኑል-ሙንዚር ' ኢብኑ-ቁዳማ እና ኢብኑ-ተይሚየህ አስፊሮም፡፡
እዚ ዝፈፀመ ኣካል ክብድ ዝበለ መሐበሲ ይፅበዮ :- ባሪያ ገዚኡ ነፃ ምውፃእ እንድሕር ዘይኪኢሉ ክልተ አዋርሕ ኣካታቲሉ ምፇም -ሸሪዓዊ ብዝኾነ ምኽንያት - ምፇም እንድሕር ዘይከኣለ- ስሳ ሚስኪናት ምባላዕ ፡፡
➍☜ الإستمناء أو إنزال المني بمباشرة أو تقبيل أو ضم أو نحوها
4️⃣ ዓርስ በዓረስኻ ምርካዕ ወይ ብንኸክእ፣ ብምስዕዓም፣ ብምትሕስሳይ ብዘተመሳሰሉ መንገድታት ዘርኢ ምፍሳስ።
➎☜ ماكان بمعنى الأكل والشرب مثل الإبرل المغذية أما غير المغذية فلاتفطره
5️⃣ ናይ ምግብን ዝስተን ቦታ ክትክእ ዝኽእል ብምጥቃም ንአብነት ፀገንቲ ዝኾኑ መርፍእ ግልኮስ ( ኦክስጅን) ፃም ከጥፍኡ እንከለው ዘየብሎም ግን ኣየጥፍኡን እዮም።
➏☜ إخراج الدم بالحجامة وأما إخراج الدم اليسير للفحص ونحوه فلا يفطر
6️⃣ ብማሕጎማ ደም ምዉፃእ፣ ነገር ግን ንምርመራ ከምዘድሊ ንእሽተይ ደም ኣየበላሹን።
➐☜ التقيؤ عمدا
7️⃣ ኮነ ኢልካ ምምላስ ( ዑዕ ማለት)
➑☜شرب الدخان
8️⃣ ሽጋራ ምስሓብ
➒☜ خروج دم الحيض أو النفاس
9️⃣ ናይ ወርሓዊ ፅግያ ደም ወይ ድማ ናይ ወሊድ ደም ምዉፃእ።


join ብማለት ተወሳኺ ትምህርቲ ይከታተላሉ።
👇👇👇👇👇
@Daewtuselefiya


فِيمَا أَخْرَجَهُ الْإِمَامُ أَحْمَد عَنْ أَبِي هُرَيْرَةَ ، قَالَ : لَمَّا حَضَرَ رَمَضَانُ قَالَ رَسُولُ اللَّهِ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ : " قَدْ جَاءَكُمْ رَمَضَانُ، شَهْرٌ مُبَارَكٌ، افْتَرَضَ اللَّهُ عَلَيْكُمْ صِيَامَهُ، تُفْتَحُ فِيهِ أَبْوَابُ الْجَنَّةِ، وَيُغْلَقُ فِيهِ أَبْوَابُ الْجَحِيمِ، وَتُغَلُّ فِيهِ الشَّيَاطِينُ، فِيهِ لَيْلَةٌ خَيْرٌ مِنْ أَلْفِ شَهْرٍ، مَنْ حُرِمَ خَيْرَهَا قَدْ حُرِمَ ".

حكم الحديث: صحيح، وهذا إسناد رجاله رجال الشيخين

ኢማም አሕመድ ካብ ኣቡ ሁረይራህ ስረሑ ረቢ ይፍተወሉ ከም ዘመሓላለፎ ረመዷን አብ ዝቐርበሉ ግዜ ናይ አሏህ መልእኽተኛ ሰለላሁ ዓለይሂ ወሰለም ከምዚ ይብሉ ኔሮም " ብርግፅ ረመዷን መፅዪኩም ዝተባረኸ ወርሒ አሏህ አብ ልዕሊኹም ምፇም ግዴታ ጌርዎ፣ አብዚ ወርሒ እዚ ናይ ጀነት ማዕፆታት ይኽፈቱ፣ ናይ ጀሃነም ማዕፆታት ይዕፀው፣ ሸይጣናት ይእሰሩ፣ አብዚ ወርሒ እዚ ሓንቲ ለይቲ ኣላ ካብ ሓደ ሽሕ ዓመት ትበልፅ፣ ናይዛ መዓልቲ ፁቡቕ ነገራ ዘይረኸበ ብረግፅ ካብ ፁቡቕ ነገር ተኸልኪሉ እዩ።"

@Daewtuselefiya


*🍃🌹تذكيــر.بالصـــــلاة.والســـــلام عـــلى نـبـيـنا مـحــــــــمـد ﷺ.

🌴 قَالَ رَسُولُ اللَّهِ ﷺ
*((إِنَّ مِنْ أَفْضَلِ أَيَّامِكُمْ يَوْمَ الْجُمُعَةِ فِيهِ خُلِقَ آدَمُ وَفِيهِ قُبِضَ وَفِيهِ النَّفْخَةُ وَفِيهِ الصَّعْقَةُ فَأَكْثِرُوا عَلَيَّ مِنَ الصَّلاَةِ فِيهِ فَإِنَّ صَلاَتَكُمْ مَعْرُوضَةٌ عَلَيَّ))*

قَالُوا يَا رَسُولَ اللهِ وَكَيْفَ تُعْرَضُ صَلاَتُنَا عَلَيْكَ وَقَدْ أَرِمْتَ يَقُولُونَ بَلِيتَ.
🌴 قَالَ رَسُولُ اللَّهِ ﷺ
*((إِنَّ اللهَ عَزَّ وَجَلَّ حَرَّمَ عَلَى الأَرْضِ أَجْسَادَ الأَنْبِيَاءِ))*

📚صححه الألباني

*🍃🌹 {{ الـلـهـم صــــل وســــلـم وبـارك عـــلى نـبـيـنا مـحــــــــمـد ﷺ }} 🌹🍃*


فــافرحْ بقدوم رمضان، واستعدَّ له بترك المعاصي، ومضاعفة القربات، والإخلاص في الطاعات، فكم من متشوقٍ إليه أقعده عن صيامه المرضُ! وكم من منتظِرٍ له باغتَهُ الموتُ!!
ናይ ረመዷን ወርሒ ብምምፅኡ ተሓጎስ፣
ዘንቢ ብምግዳፍ ተዘጋጅወሉ፣ ናብ አላህ ሱብሓነሁ ወተዓላ መቃረብታት ብምብዛሕ ኣብ ትእዛዛቱ ኢኽላስ (ንዑኡ) ጥራሕ ብምትግባር እውን ተዘጋጅወሉ።
ኽንደይ ሰባት አለው፣ ንረመዷን ዝናፈቑ ግን ሕማሞም ካብ ሙፃም ዝኸልከሎም፣
ኽንደይ ሰባት አለው፣ ንረሞዷን ዝፅበዩ ዝነበሩ ሞት ዝቐደሞም።
فمن رُحم في شهر رمضان فهو المرحوم، ومن حُرم فهو المحروم، ومن لم يتزود منه لآخرته فهو المذموم الملوم.
ረመዷን ዓዲልዎ ዝተጠቐመሉ ንሱ እዩ ረቢ ካብ ራሕመቱ ዘፍሰሰሉ፣ ዘይተዓደለ ኻዓ አይተዓደለን ዝተኸልከለ እዩ።

አብ ወርሒ ረመዷን ንአኼርኡ ዘይሰረሐ ንሱ እዩ ተወቃሲ።

نسأل الله عز وجل أن يبلِّغنا رمضان، وأن يبارك لنا فيه، ويرزقنا فيه قلبًا سليمًا خاليًا من كل آفة وشبهة، وأن يوفِّقَنا فيه إلى عبادته على الوجه الذي يرضيه عنا.
اللهم أمين !!!

♻ ♻ ♻ ♻ ♻ ♻
@Daewtuselefiya
🖕🖕🖕🖕🖕
join ኢሎም ናብ ቻነልና ይተሓወሱ።
♻ ♻ ♻ ♻ ♻ ♻
 


♻ ♻ ♻ ♻ ♻ ♻
قال فضيل بن عياض رحمه الله

" ترك العمل لأجل الناس رياء، والعمل لأجل الناس شرك،
والإخلاص أن يعافيك الله منهما"
📚الأذكار للنووي ص_٧

እቶም ዓብዪ ሙሁር ፉደይል ቢን ዒያድ (አለህ ይርሓመሎም) ከምዚ ኢሎም

"ፁቡቕ ተግባር ካብ ምትግባር ንሰብ ኢልካ ምግዳፍ ንእሽተይ ሺርኪ እዩ።
ፁቡቕ ተግባር ንሰብ ኢልካ ምስራሕ ከዓ ዓብዪ ሽርኪ እዩ።
ብኢኽላስ ሓደራ አሏህ ካብ ክልቲኡ ንኸውፀካ።"

♻ ♻ ♻ ♻ ♻ ♻
@Daewtuselefiya
🖕🖕🖕🖕🖕
Join ኢሎም ናብ ቻነልና ይታሓወሱ።


Forward from: الشيخ الدكتور صالح الفوزان
Video is unavailable for watching
Show in Telegram
"[954 -954] كيف يحقق الإنسان الإخلاص في كل أعماله، وبخاصة في طلب العلم؟ - الشيخ صالح الفوزان

الجواب: يحققه هو بنفسه، يحققه بأن يخاف من الله تعالى، ويكون الدافع له رضا الله، والخوف من عقابه، الدَّافع له معرفة الحق، ومعرفة البَّاطل، ومعرفة الحق من أجل أن يعمل به، ومعرفة الباطل من أجل أن يجتنبه، يكون هذا هو قصده، ما يكون قصده طلب الدنيا أو الجاه أو الرئاسة.
ــــــــــــــــــــــــــــــــــــــــــــــــــــــــــ
الشيخ #صالح_الفوزان
انشرها ليعم النفع وتلقى الأجر
تنفيذ #مشروع_كبار_العلماء"


*إستمعنا هذه الليلة المباركة الى محاضرة قيمة و مهمة موجهة لمسلمي فرنسا ألقاها العلم الجهبذ العلامة المتقن فضيلة الشيخ الدكتور محمد بن هادي المدخلي الأثري السلفي وفقه الله ورعاه وقد تحدث حديثا مميزا عن أسباب الثبات على الدين وما أحوجنا جميعا لمعرفة هذه الأسباب والعلم بها والعمل بها خاصة أننا نعيش زمنا تلونت فيه الفتن وتعددت فيه الحزبيات وتنوعت مصادر التلقي واستشرف كثير من المسلمين للفتن و أوغلوا فيها مما سبب ضعف المسلمين و تكالب الأمم عليهم ، حقا إنها محاضرة تكتب بماء الذهب فشكر الله لفضيلة الشيخ وبارك في جهوده وجزاه الله خير الجزاء .*

✏️ كتبه : الشيخ حسين بن يحيى معافا . جازان .
👍

رابط المجموعة : https://t.me/joinchat/SymByCQ-8nlyRBLe


ونرحب الدكتور عبدالله بن المبارك المقري حفظه الله مفيدا اخوانه اهل السنة والجماعة فى هذه المجموعة


السلام عليكم

20 last posts shown.

294

subscribers
Channel statistics