#ኮሮና_ቫይረስ
መንግስቲ ጣልያን ዝኾኑ ዓይነት ስፖርታዊ ውድድራት ንቐጸልቲ 30 መዓልትታት ኣብ ዕጽው ስታድየም ክካየዱ ወሲኑ።በዚ መሰረት 3 ጋንታታት ላዚዮ፣ኢንተር ሚላንን ዩቬንትስን ንጽዋዕ ኣፋጢጡ ዝርከብ ሴሪኣ ጣልያን ኣብ መወዳእታ እዚ ሰሙን ብዝካየዱ ጸወታትት ክቕጽል እዩ።
👉 @blnsp