#ላውረንስ_ኤድዋርድ
ኣብ መቐለ ናይ 6ተ ኣዋርሕ ጻንሒት ዝነበሮ ናይጄርያዊ ተኸላኻሊ ላውረንስ ኤድዋርድ ምስታ ጋንታ ምፍልላዩ መቐለ 70 እንደርታ ብዕላዊ ፌስቡክ ገጻ ኣፍሊጣ።
ኣብ መጀመርያ ውድድር ዓመት ናይ 1 ዓመት ውዕሊ ዝኣሰረ ላውረንስ ምኽንያት መሰናበቲኡ ኣይተገለጸን!
© ባሎኒ ስፖርት
👉 @blnsp