ዳንኤል ሩጋኒ ኻልእ ተጠቃዒ ሕማም ኮሮና ቫይረስ!
----------
ውጽኢት ምርመራ ኮሮና ቫይረስ ዳንኤል ሩጋኒ +ve ምኻኑ ጋንትኡ ዩቬንቱስ ኣፍሊጣ።
ወዲ 25 ጣልያናዊ ተኸላኻሊ ሩጋኒ ናይ ሕማም ኮሮና ቫይረስ ፖዘቲቭ ምኻኑ ስዒቡ ድማ ጥዕና ካልኦት ተጻወቲ ጋንታ ዩቬንቱስ ኣብ ሕቶ ምልክት ወዲቑ ይርከብ።
© ባሎኒ ስፖርት
👉 @blnsp