መበል 10ይ ሰሙን ላዕለዋይ ሊግ ኢትዮጵያ ሎሚ ዕለተ ሶኒ 9/2012 ኣብ ሞንጎ ኣብ መበል ሻውዓይ ደረጃ ትርከብ ጋንታ #ደደቢት ምስ መበል ካልኣይ ደረጃ ትርከብ #ወሎ_ኮምቦልቻን ይቕፅል ኣሎ
እዚ ፀወታ ድማ ኣብ መበል 65 ደቒቓ ዝርከብ ኮይኑ ብዘይ ምንም ሽቶ ባዶ ን ባዶ ብዝኾነ ማዕረ ዉፂኢት ይቕፅል ኣሎ
⏰` 65
#ደደቢት 0 - 0 #ወሎ_ኮምቦልቻ
ናይ ዉፂኢት ለውጢ ተኸታቲልና ክነቕርብ ኢና።
ሶሎዳ ስፖርት
@solodasport
ንሓሳብ ሪኢቶ @solodaadwafcbot
እዚ ፀወታ ድማ ኣብ መበል 65 ደቒቓ ዝርከብ ኮይኑ ብዘይ ምንም ሽቶ ባዶ ን ባዶ ብዝኾነ ማዕረ ዉፂኢት ይቕፅል ኣሎ
⏰` 65
#ደደቢት 0 - 0 #ወሎ_ኮምቦልቻ
ናይ ዉፂኢት ለውጢ ተኸታቲልና ክነቕርብ ኢና።
ሶሎዳ ስፖርት
@solodasport
ንሓሳብ ሪኢቶ @solodaadwafcbot