ተጋሩ ን ተጋሩ channel

Гео и язык канала: Эфиопия, Амхарский
Категория: Музыка

Tegaru n tegaru

Связанные каналы

Гео и язык канала
Эфиопия, Амхарский
Категория
Музыка
Статистика
Фильтр публикаций

$1,144 more to get to $20,000 👏

እቲ ኣንቂድና ዝተበገስናሉ ሽቶ (Goal) ከየብፃሕና ሲ ድቃስ የለን። ንግዚኡ ግን ተነኣሰ ነተን 20 ሽሕ ዶላር ከብፃሓ ተሪፈን ዘለዋ $1,144 ረኺብና ምእንቲ ክነመልኣ፥ ክሳብ እታ ሐዚ ሰዓት ናይ ምልጋስ ዕድል ገጢሙዎም ገና ዘይሃቡ መሓዙት ተልዮሙኩም ሓቦ በሉ በሉልና ……ንብል ኣለና መተሓባበርቲ ኮሚቴ።
No Donation is too small ደቂ ዓድና። ሰለ ልግስኹምን ንሓውና ዳዊት ነጋ እተርእዩዎ ስለ ዘለኹም ክብርን ክነመስግነኩም ንፈቱ።

ንሃብ፥ ፈጣሪ ድማ ኣብዚሑ ክህበና እዩ።

መተሓባበርቲ ኮሚቴ 🙏

👉Donate 👉 https://tiphub.co/help-artist-dawit-nega-family/438

ናይ ኽቡር ሓዉና ስታሊን ገብረስላሴ ሓዳሽ ሚድያ እያ ኩልና ሳብስክራይብ ብምግባር ቤተሰብ ንኹን
👇🏾 https://youtube.com/channel/UCJ61rOk0c0b0COn0qOOo1aQ

🔥🔥🔥 ከርከበዴል ዓርቢ ምሸት 🔥🔥🔥
ብመሰረት ፋልማይ ሐዱሽ ቅዲ ሙዚቃዊ ዛንታ ኣቢልካ ባህልን ታሪኽን ህዝቢ ትግራይ ነቲ ነባርን ሐዱሽን ወለዶ ገላፅን መሃራይን ዝኾነ ኣብ ኣመፃፅኣን ምዕባለን ተጋሩ(ትክሮት) ዘድሀበት ብልፅቲ ስራሕ እነሆ ብስነ ጥበባዊ"ኣብርሃም ገ/መድህን"ኣብ ቀረባ እዋን።
ግጥሚ = ማርዋ
ዜማ = በረኸት ወልዱ
ምውህሃድ ሙዚቃ = በረኸት ወልዱ
ሚክሲንግን ማስተሪንግን = በረኸት ወልዱ @Beck Studio
Subscribe Nabana Entertainment And Be Part of The family ! Let's Support by sharing guys !
💛❤👇
https://youtube.com/c/EdenGebreselasieAbrehamGebremedhin

🔥🔥🔥 ከርከበዴል 🔥🔥🔥

💥💥 💥💥 OUT NOW 💥💥 💥💥
................................
ሳምሶም መዑዝ (ሸታሕ)
" ታይ በለ"
ካብቶም ብሉፃት ስራሕቲ ብምስራሕ ዝፍለጡ መናእሰይ ድምፃዊያን ሓደ እዩ ኣብ ናባና ተዘርጊሓ ኣላ።
ሼር ኢልና ድማ ናብ ኩሉ ነባፀሓያ።
🔥💯 SUBSCRIBE 🔥💯
NABANA ENTERTAINMENT AND BE PART OF THE FAMILY! Let's Support by sharing guys !
👇👇💛❤👇💛❤👇
https://youtu.be/uwwsL2GrImo

Показано 20 последних публикаций.

2 144

подписчиков
Статистика канала