ምልክታ
ንክቡራት ግልጋሎት ፖስፖርት ንምርካብ ተመልክቱ ናይ ትካልና ዓማዊል
ግልጋሎት ፓስፖርት ንምርካብ እተመልክቱ ዓማዊልና መለለይ መንነትን ማሕተም ዝዓረፎ ድጋፍ ደብዳበ ጊዚያዊ መንግስቲ ክልል ትግራይ ሒዝኩም ክትቀርቡ እናሓበርና፤ ነዚ ረቋሒ ሒዝኩም ዘይትቀርቡ ዓማዊልና ትካልና ዘየስተናግድ ምዃኑ ንሕብር።
ግልጋሎት ኢሚግሬሽንን ዜግነትን
መቐለ
--
Telegram: https://t.me/Icsofficialservice
Facebook:- www.facebook.com/ethiservice