#ዜና_ዝውውር #መቻል
#ያሬድ_ከበደ
🔴⚪️🎙ጀግና ኣጥቓዓይ ጋንታና #መቐለ_70_እንደርታ ዝኾነ ያሬድ ከበደ ናብ ጋንታ #መቻል ተፀምቢሩ።
🔴⚪️👉 ናይ ኹዕሾ እግሪ ሂወቱ ኣብ ከተማ #ኣኽሱም ዝጀመረ ኣጥቓዒና ናብ ጋንታና #መቐለ_70_እንደርታ ብምምፃእ ል4ተ ዓመታት ፃንሒት እንትገብር ኣብ 2011 ጋንታና ፅዋዕ ኢትዮጵያ ፕርምየር ሊግ ልኽተልዕል ካብዞም ዓብይ ግደ ዝነበሮም እንትኾን ኣብ 2013 ናይ ውድድር ዘመን ልጋንታ #ሲዳማ_ቡና ክጫወት ኽኢሉ እዩ።
🔴⚪️👉 ጀግና ኣጥቓዒና #ያሬድ_ከበደ ልሓለፈ ኽረምቲ ኣብ ፅዋዕ ትግራይ ተሳቲፉ ፅዋዕ እንተልዕል ናይ 2016 ናይ ሊግ ውድድር ልምጅማር ሰሙን ዝቐረዮም ናይ ኣሰልጣኒ #ገበረክርስቶስ_ቢራራ ጋንታ #መቻል ልሓደ ዓመት ክፍርም ኽኢሉ እዩ።
🔴⚪️❤️ ጀግናና ኣብ ዝኸድኻዮ ርሑስ ናይ ውድድር ዘመን ይግበረልኻ 💪💪
🔴⚪️❤️ Our Number #10 ❤️⚪️🔴
🔴⚪️❤️ THANK YOU ❤️⚪️🔴
© ሶከር ኢትዮጵያ
🔴⚪️⤵️ ተሓወሱታ JOIN ⤵️⚪️🔴
@mekelle70E @mekelle70E