እዚኤን ናይ ሎማዓንቲ ዜና እየን
"ዛጊድ ኣብ ትግራይ ዘለው ሓይልታት ኤርትራ ካብ ኢትዮጵያ ክወፁ ሕብረት ኣውሮፖን ውድብ ሕቡራት መንግስታትን ኣታሓሳሲቦም::" ሪፖርተር
"ካብ ደገ ንዝመፅእ ዝኾነ ይኹን ሓይሊ ዝምክት እኹል ምድላው ጌርና ኣለና::" ብርሃኑ ጁላ
"ኣካል ቀይሕ ባሕሪ ዘይኮነት ሃገር ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ሓይላ ክትሃንፅ ኣይንፈቅድን::" ግብፂ (ኣብ ኣል ኣይን)
"ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ሓይል ባሕሪ ካብ ምህናፅ ዝክልክለና ሓይሊ የለን::" ብርሃኑ ጁሉ (ሚዲያታት ኢትዮጵያ)
ኩነታት ናበይ ገፁ የምርሕ ከምዘሎ ንርዳእ ዶ ኣለና? ከም ተጋሩ ኸ ምድላዋት ኣሎ ዶ? ዝብል ጉዳይ ኩሉ ክሓስበሉ ይግባእ:: #ኃይለሚካኤል
@ASCENTIG