ምውዛዕ ዘረባ ፅልኢትን ስኑዕ ሓበሬታን ንምክልኻልን ምቁፅፃርን ኣብ ዝወፅአ ቁፅሪ ኣዋጅ 1185/12 ዓንቀፅ 8 ንኡስ ዓንቀፅ/1/ ን /2/ ከምዝተደንገገ፥ ዝኾነ ይኹን ኣገልግሎት ማሕበራዊ ሚዲያ ዝህብ ትካል ምውዛዕ ዘረባ ፅልኢን ስኑዕ ሓበሬታን ንምክልኻልን ምግታእን ፃዕሪ ክገብር ኣለዎ።
ስለዝኾነ እቲ ትካል ምውዛዕ ዘረባ ፅልኢ ወይ ስኑዕ ሓበሬታ ዝጠመተ ሓበሬታ አንትበፅሖ ኣብ ውሽጢ 24 ሰዓታት ካብ ማሕበራዊ ሚዲይኡ ናይ ምውጋድ ግዴታ ኣለዎ።
* ኣብ ዝኾነ ይኹን እዋን ዘረባ ፅልኢን ስኑዕ ሓበሬታን እንትውዛዕ እንተተዓዚቦም/በን ብናፃ መስመር ቴሌፎን 9192 ሃሎ ምባል ከይርስዑ/ዓ።
#ዘረባፅልኢንስኑዕሓበሬታንብሓባርንከላኸል
#ብቑዕመራኸቢሓፋሽንማሕበረሰባዊንቕሓት
ኣማራፅታት ተወሰኺ ሓበሬታታት፦
ድረ ገጽ
www.ema.gov.et
ፌስቡክ
https://www.facebook.com/ethiopian.media.authority/
ኤክስ (X)
https://twitter.com/ethmediaauth?lang=en
ሊንክዲን
https://www.linkedin.com/in/ethiopian-media-authority-711169219?utm_source=share&utm_campaign=share_via&utm_content=profile&utm_medium=android_app
ዩቲዩብ
https://www.youtube.com/channel/UC43CTskC37Jr5BkcGKbMghw
ቴሌግራም
https://t.me/EthMediaAuth
ቲክቶክ
https://www.tiktok.com/@ethiopianmediaaut?_t=8qZ0zzXZlNW&_r=1