بِسْــــــــــــمِ ﷲِالرَّحْمٰنِ الرَّحِيم
❓سؤال وجواب حول الصيام✅
➤ሕቶን መልስን ብዛዕባ ፆም
➣ቀዳማይ ክፋል
🔴 س١/ ما حكم صيام رمضان؟
🔷 ሕ፥❶ ረመዷን ሙፃም ሕክሙ እንታይ እዩ?
🔵 ج١/ ركن من أركان الإسلام.
🔶መ፥⓵ካብ እስልምና መሰረታት ሓደ እዩ።
🔴 س٢/ في أي سورة قوله تعالى ﴿يأَيُّهَا الَّذينَ آمَنوا كُتِبَ عَلَيكُمُ الصِّيامُ كَما كُتِبَ عَلَى الَّذينَ مِن قَبلِكُم لَعَلَّكُم تَتَّقونَ﴾ ؟
🔷ሕ፥❷ በየናይ ምዕራፍ እዚ ናይ ኣሏህ ስቡሓነሁ ወተዓላ ቃል ዝርከብ ? "ኦ ኣቱም ምእመናን ምእንቲ ኣሏህ ክትፈርሑ ፆም አብ ልዕሌኹም ግዴታ ተገይሩ ልክዕ ከምቶም ቅድሜኹም ዝነበሩ ሰባት ግዴታ ከም ዝተገበረ ።"
🔵 ج٢/ في سورة البقرة.
🔶መ፥⓶ በአል_በቀራ ምዕራፍ እዩ።
🔴 س٣/ كم صام النبي ﷺ رمضانات؟
🔷ሕ፥❸ ናይ ኣሏህ መልእኽተኛ ሰለላህ ዓለይሂ ወሰለም ክንደይ ረመዷን ፄሞም?
🔵 ج٣/ تسعة رمضانات.
🔶መ፥⓷ ትሽዓተ ረመዳናት።
🔴 س٤/ ما هو العمل الذي قال الله فيه (إنه لي وأنا أجزي به)؟
🔷ሕ፥❹ ፁርይ ጎይታና ኣሏህ "ንሱ ነዓይ እዩ ኣነ እየ ዝዓስቦ" ዝበልዎ ናይ ኣምልኾ ተግባር እንታይ እዩ?
🔵 ج٤/ الصيام.
🔶መ፥⓸ ጾም እዩ።
🔴 س٥/ ما هي الفرحتان للصائم؟
🔷ሕ፥❺ ንፀዋሚ ዘለዎ ክልተ ደስታ እንታይ እዩ?
🔵 ج٥/ فرحة عند فطره، وفرحة عند لقاء ربه.
🔶መ፥⓹ 1ይ _ በኣፍጣር ሰዓት ዘሎ ደስታ እዩ።
2ይ _ ደስታ ምስ ጎይቱኡ አላህ ሱብሓነሁ ወተዓላ ዝራኸበሉ ግዜ ዘላ ዝኾነት ደስታ እያ።
🔴 س٦/ ما اسم الباب من أبواب الجنة الذي لا يدخل منه إلا الصائمون؟
🔷ሕ፥❻ ካብ ፀወምቲ ወፃኢ ዝኾነ ይኹን ዘይአትዋ ዝኾነት በሪ ሽማ እንታይ ትባሃል?
🔵 ج٦/ باب الريان .
🔶መ፥⓺ ባቡ አር_ረያን ትባሃል።
🔴 س٧/ متى نصوم رمضان؟
🔷ሕ፥❼ ናይ ረመዷን ወርሒ ሙፃም ንጅምሮ መዓዝ እዩ?
🔵 ج٧/ إذا ظهر هلال رمضان.
🔶መ፥⓻ ናይ ረመዷን ወርሒ ተተራእዩ/ ምርኣዩ እንተተነጊሩ።
🔴 س٨/ ماذا نقول عند رؤية الهلال؟
🔷ሕ፥❽ ናይ ረመዷን ወርሒ ኣብ ንርእየሉ ግዜ እንታይ ንብል?
🔵 ج٨/ اللهم أهله علينا: بالأمن والإيمان والسلامة والإسلام، ربي وربك الله.
🔶መ፥⓼ ኦ ጎይታና ኣሏህ!! እዚ ወርሒ ብዳሓን፣ ብኢማን፣ ብሰላምን ዓርስና ንዓኻ ተገዛእቲ ብምግባርን ኣብ ልዕሌና ግበሮ።
_ብድሕሪኡ ነቲ ወርሒ _ ናተይ ጎይታ ናትካ ጎይታ እዩ ይብል።
🔴 س٩/ ما العمل إذا لم يظهر الهلال بسبب الغيم ؟
🔷ሕ፥❾ ብደመና / ብሽፋን ምኽንያት ወርሒ እንድሕር ዘይተራእዩ እንታይ ንገብር?
🔵 ج٩/ نكمل عدة شعبان ثلاثين يومًا.
🔶መ፥⓽ ናይ ሻዕባን ወርሒ ቑፅሪ ሰላሳ መዓልቲ ንመልእ።
🔴 س١٠/ ما حكم من نسي وهو صائم فأكل أو شرب ؟
🔷ሕ፥❿ ፀዋሚ ኾይኑ ረሲዑ ዝበለዐ ወይ ዝሰተየ ሑክሙ እንታይ እዩ?
🔵 ج١٠/ يتم صومه، وليس عليه شيء .
🔶መ፥⓾ ፆሙ ይቕፅል ኣብ ልዕሊኡ ዝኾነ ነገር _ ከፋራ _የብሉን።
🔴 س١١/ متى يفطر الصائم ؟
🔷ሕ፥⓫ ፀዋሚ መዓዝ እዩ ዘፍጥር?
🔵 ج١١/ إذا أقبل الليل من المشرق، وأدبر النهار من المغرب، وغربت الشمس .
🔶መ፥⓫ ለይቲ ካብ ምብራቕ እንተመፅዩ፣ ቀትሪ ናብ ምዕራብ እንተኸይዱ ፀሓይ እንድሕር ጠሊቓ።
ናይ ኣሏህ ፍቓድ እንተኸይኑ ካልኣይ ክፋል ክቕፅል እዩ፣ ንኻልኦት ሸር ብምግባር በኣሏህ ፍቓድ ናይ አጅሪ ተኻፈልቲ ይኹኑ።
ቻናሉ join ብማለት ይታሓወሱ።
👇👇👇👇👇👇
# @Daewtuselefiya