መቐሊኛ 🤣 Digital ወያነ ✍🏾


Гео и язык канала: Эфиопия, Амхарский
Категория: не указана


ተወሳኪ ቀልድታታ ብ ትግርኛ ጥራሕ ንምክትታል JoIN ይበሉ 👍
••●◉Join us @Mekeligna "®🤦‍♂️
ሪኢቶኩም ቻናልን ቋንቋናን ልምዕባይ ብጣዕሚ እዩ ልሕግዝ እሞ
መልእክቲ ወይ ቀልዲ ተሃሊኩም
ብዚ ተጠቂምኩም ልኣኩልና ቻናልና ስለ ልመረፅኩም ካብ ልቢ ነመስግን
Contact us ☞ @Mekeligna_bot

Связанные каналы

Гео и язык канала
Эфиопия, Амхарский
Категория
не указана
Статистика
Фильтр публикаций


ኣነ ወዲ መን ድየ ? ወዲዞም ወየንቲ ቁፅሮም ቡዙሓት ልቦም ግን ሓንቲ 😉😎
ዓወትና ኣብ ቐረባ እዮ 🙏💪
💪#ሃለዋትናን_ድሕንነትናን_ብቕልፅምና_💪
♥️ትግራይ ትዕወት💛
Join us~~~ @Factsbytigrigna


Watch "እንዳ ገሬ እሙን ካብ ሓራ መሬት ትግራይ 😂😂😂 ሙሉእ video /Gere Emun/Aya Joker / Aya zerabruk/ Tigrigna Comedy part 3" on YouTube
https://youtu.be/9N35hFFXyMs


💪ቀደም ተጋደልትና ጨሚቶም ተባሂሉ ግምባር ሲሒቶም ተባሂሉ ለ ኣፍልቢ
💊 ሐዚ ግን ጨሚቶም ተባሂሉ ፀላም ዓይኒ👁 ሲሒቶም ተባሂሉ ለፃዕዳ ዓይኒ👀
ታይ ትብልዎም ንዚኣቶምስ 🤷‍♂
እስቲ ን TDF ፍቅርኩም ግለፁሎም ❤️
💪#ሃለዋትናን_ድሕንነትናን_ብቕልፅምና_💪
♥️ትግራይ ትዕወት💛
Join us~~~ @Factsbytigrigna


ሰላም ሰላም ደቂ ዓድና ሒዘልኩም መፅየ ሓድሽ ዜና
😎 ደዊለ ነይረ ናብ ጀጋኑና
💪ኢሎምኒ ዓወት ኣብ ኢድና
👊 ደዊለ ነይረ ናብ ብልፅግና ኢሎሙኒ ሻንጣና ሒዝና ናብ ልመና 😂
👊 ደዊለ ነይረ ናብ ህግደፍ እናተደኮዐስ ይሰርቅ ማንካ መጨለፍ 😂
💪ዓወት ንሓፋሽ 💪#ሼርርርርርርርር
💪#ሃለዋትናን_ድሕንነትናን_ብቕልፅምና_💪
#ትግራይ_ትስዕር
Join us~~~ @Factsbytigrigna


"ዝኾነ ዓይነት ወፅዓን ባርነትን ከምዘይንቕበል: ንኻልእ ህዝቢ እውን ከምዘይንምንየሉ: ክጎብጠና ንዝደሊ ዝኾነ ሓይሊ ፍፁም ከምዘይንምብርከኽ:ናይ ትማሊ ናይ ሎሚ ናይ ፅባሕ ናይ ወትሩ ነቕ ዘይብል ቃል ኪዳንና እዩ።"‼️

👑 ህ.ወ.ሓ.ት 💪
11 ለካቲት 1984 ዓ/ም
💪 ሃለዋትናን ድሕንነትናን ብቕልፅምና 💪
#ትግራይ_ትስዕር
Join us~~~ @Factsbytigrigna


ቀረባ'ዩ
ክወግሕ እዩ ።🤕
ትግራይ ትስዕር✊✊✊
• •●◉Join us @Mekeligna"®”🤦‍♂️


ዉይዉይ አታ ረሲዐዮ ይረሰዐኒዋ አቱም ወዬ ሱሑል ሚካኤልከ ታንኡ ይዋጥሎ ይኮን"😂😂😂


• •●◉Join us @Mekeligna"®”🤦‍♂️


"🤔አነ ልብለኩም አብይ አህመድ ና ኢትዮጵያ Government ክኮን ዳዩ ተመሪጱሰ Garden ታይ አዩ መሰ ባህርዛፍ ሸሸሙናና አቡዚሑ ሰብ ላሃለቀ"😂😂😂


• •●◉Join us @Mekeligna"®”🤦‍♂️


"አነኮ ጀነራል ተቀይሩ ተበሉሰ ዙና 8ይ ክፍሊ ጀነራል ፈተና አዩ መሲሉኒ ኔሩ" 😂😂😂


••●◉Join us @Mekeligna "®”🤦‍♂️


"ዋይ አነ ግን አንኳዕ አሜሪካ ለይተወለደኩ ቡሱሩ ኮአየ ኢንግሊሽ ምንጋር ለይክእል 🤔🤔ሃመይ ኢለ አየ ክረዳድኦም ኔረ"😂😂😂


••●◉Join us @Mekeligna "®”🤦‍♂️


🤔''አየርስ አሺ ካብ ሽላ ሪኦም ስሪሖምዋ መበልናዋ ባጃጅከ ካበይ ሪኦም ከንብል ኢና''😂😂😂 ፅጉማት


••●◉Join us @Mekeligna "®”🤦‍♂️


አቡአ ተይፈለጡ ጓሎም ድራማ ምስሪሕ ጀሚራ አብ ከተማ ናያ ፖስተር ተለጢፉ ሪኦምማ ሀዚ ገዛ መፂኦም

'' አቲ መሕሰሪተይ ታይ ሰሪቅኪ አዩ መንግስቲ ፎቶኪ ለጢፊ ለእልሸኪ ለሎ ኢሎም ይገርፉዋ አለዉ"😂😂😂


••●◉Join us @Mekeligna "®”🤦‍♂️


ዓንተዎ እንድዩ 17 ክከድስ ሓደ ደረቅ ረዳት ኣጋጢምኒ ኣብዚ ታክሲ🚕 ካብ ለየለ ፀራሪፈዮስ
ካብ ኣብዛ አማኑኤል አውርደኒ ይብሎ ለኹስ ታይ ተትብል ግርም

መጀመሪኡ ለሰ ጥዕና ከምለይፀገብካ ተጠራጢረ ነይረ እየ የበለይ😂😂😂

••●◉Join us @Mekeligna "®”🤦‍♂️


አኒኦ ለለ አስቲ ሽንቲ መፂኒዋ ሸይንካለይ ምፃአ ይብሎአለኩስ አሺ ኢሉ ላጎየየ ከይዱ"😂😂😂


••●◉Join us @Mekeligna "®”🤦‍♂️


"አኒአዉ ለለ ካብ ATM ገንዘቡ ምሰዉፅኡ ልቆፅርዎ"😂😂😂

ታይዶ ኾይንኩም😝

••●◉Join us @Mekeligna "®”🤦‍♂️


ልዙ ዕሰለ አምበጣ ኸተባርሩ ተለኹምማ ቁዱሞትኩምዋ ብ ትግርኛ ትጰርፈዎም ሰባት አለኹምምሞ ትጋገዮ ኢኩም ለለኩም አማርኛ ኮአዮ ልሰምዕ አምሓራይ ኮአዮ 😂😂😂

ታይዶ ኾይንኹም!😐😐


••●◉Join us @Mekeligna "®”🤦‍♂️


ቀዲማቶ ሃምትሞት አርግጠኛ ኮይኑ ኾዮ ልደርፈሎ 😂😂😂


አቲ ሙሉ ሙሉ
ላበይ ኸወሰደኪ ሞት ለይብሉ


"አረጊት ዲካ ጠቢሰካ"😂😂😂




••●◉Join us @Mekeligna "®”🤦‍♂️


ደሞዝ ተቀቢለ ኢለ ኣብ Facebook ፖስት ይገብር ለኹስ መን ቀዲሙ like ተልገብር ፅቡቅ ዞም ገዛ መካረይየ😂

••●◉Join us @Mekeligna "®”🤦‍♂️


. 😆 ካመይከ!

_/ \_


••●◉Join us @Mekeligna "®”🤦‍♂️

Показано 20 последних публикаций.

984

подписчиков
Статистика канала