UPDATED CORONA VIRUS TIGRAY
💉🖍16 ሓምለ 2012 ዓ.ም
💉🖍 ኣብ ውሽጢ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት 744 ሰባት ምርመራ ላብራቶሪ ገይሮም ኣርባዓን ሰለስተን (43) ሰባት ቫይረስ ኮሮና ተረኺብዎም ኣሎ፡፡ እዞም ወገናት ዓሰርተ ሓደ (11) /ካብ ማሕበረሰብ / ርክብ ምስ ዝተፈልጠ ቫይረስ ኮሮና ዘለዎ ሰብ ይኹን ጉዕዞ ታሪኽ ዘይነበሮም፣ ሓሙሽተ (5) ካብ ትከላት ጥዕና፣ ሸሞንተ (8) ምስ ዝተፈልጠ ቫይረስ ኮሮና ዘለዎ ሰብ ርክብ ዝነበሮም፣ ዓሰርተ ትሸዓተ (19) ኣብ መወሸቢ ማእኸል ዝነበሩን ጉዕዞ ታሪኽ ዝነበሮምን እዮም፡፡
💉🖍ፍልፍል ተቓላዓይነት ናይዞም ወገናት
°°°°°°°°°°°°°°°°°°°°°°°°°°°°°°°°
💉• ዓሰርተ (10) ኣብ መቐለ፣ ሓደ (1) ካብ ዕዳጋ ዓርቢ ብድምር ዓሰርተ ሓደ (11) ካብ ማሕበረሰብ ተቓላዕቲ ቦታታት ካብ ዝበሃሉ ብበዝሒ ግልጋሎት ሕብረተሰብ ዝረኽበሎምን ግቡእ ጥንቃቐ ዘይገበሩን /ከም እንዳቡን፣ ካፌ፣ ቤት ምግብን ሆቴላትን ዝመሳሰሉ ናሙና ተወሲዱ ቫይረስ ኮሮና ዝተረኸቦም እንትኾኑ፣ እዩ፡፡
💉• ሓሙሽተ (5) ኣብ መቐለ ካብ ዝርከባ ትካላት ጥዕና ብዝተገበረ ምርምራ ዝተረኸቡ እዮም
💉• ዓሰርተ ሸውዓተ (17) ኣብ መቐለ፣ ሓደ (1) ካብ ዩኒቨርስቲ ራያ፣ ሓደ (1) ድማ ካብ ዓድዋ ብድምር (19) ኣብ ማእኸል መወሸቢ ዝነበሩን ጉዕዞ ታሪኽ ዝነበሮምን እዮም፡፡
💉🖍ድምር ክሳብ ሎሚ
°°°°°°°°°°°°°°°°°°
💉🖍ብጠቕላላ ክሳብ ሕዚ ኣብ ትግራይ 19,298 ምርመራ ቫይረስ ኮሮና ዝተገበረሎም እንትኾኑ ካብቶም ዝተመርመሩ ሰባት 586 ቫይረስ ኮሮና ተረኺብዎም እዩ፡፡ ካብዚኦም 314 ወገናት ኣብ መሐከሚ ማእኸል እንትርከቡ፤ ኣብ ውሽጢ ሕክምና ክትትል ካብ ዝርከቡ 4 ኣብ ክትትል ፅኑዕ ሕክምና 1 ድማ ኣብ ክትትል ከቢድ ፅኑዕ ሕክምና ይርከብ፡፡
💉🖍ብጠቕላላ ክሳብ ሕዚ 271 ሰባት ካብ ቫይረስ ኮሮና ዲሒኖም ናብ ገዝኦም ዝተፋነው እንትኾኑ ክሳብ ሕዚ ብምኽንያት ብቫይረስ ኮሮና ናይ 1 ሰብ ሞት ኣጋጢሙ እዩ፡፡
💉🖍ካብ ሕማም ቫይረስ ኮሮና ኩሉ ግዜ ብንቕሓት ንከላኸል!
=======================
💉🖍 ኣብ ዝተፈቐዱ ዕለታዊ ምንቕስቓሳትና ልዕሊ 2 ሜትሮ ኣካላዊ ርሕቐትና ንሓሉ!
💉 ኣብ ፍቑድ ዕለታዊ ምንቕስቓሳትና መሸፈኒ ኣፍን ኣፍንጫን ንጠቐም
💉ኢድና በቢእዋኑ ብማይን ሳሙናን ንተሓፀብ።
💉ሰባት ናብ ዝበዝሕዎን ኣይንኺድ
ብህፁፅ ኣዋጅ ዝተኣወጁ ነኽብር
ኩሉ ግዜ ፀጋማይ ሸነኽ መንገዲ ሒዝና ንጉዓዝ።
💉🖍ምልክታት ሕማም ቫይረስ ኮሮና እንተተሰሚዕዎምን ወይ እውን ምስ ቫይረስ ኮሮና ርክብ እንትህልወና ናብ 6244 ይደውሉ/ላ
ዶ/ር ሓጎስ ጎደፋይ
ሓላፊ ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ
🔘⚪️🔘ንጠንቀቅ
🔘⚪️🔘ንፈናተት
🔘⚪️🔘ኢድና ብተደጋጋሚ ንተሓፀብ
🔘⚪️🔘ኣብ ገዛና ንኹን
💉Stay Home save lives.
💉ኣብ ገዛና ንኹን ሂወት ነድሕን።