ናይ ዓወት መንገዲ


Channel's geo and language: Ethiopia, English
Category: Psychology


🦅WELCOME We empower individuals to unlock their full potential💪and achieve their goals🎯through actionable insights
Adm📩
@Denmark_Pri
🌼🌼🌼🌻Buy Ads:⬇️⬇️
⚡️http://adstelo.com/@nayawetmengedi
⚡️https://telega.io/channels/nayawetmengedi/card/?r=NX18ID

Related channels  |  Similar channels

Channel's geo and language
Ethiopia, English
Category
Psychology
Statistics
Posts filter


3 Rᴇᴘᴏʀᴛs ᴀʀᴇ Bʟᴏᴄᴋᴇᴅ ʙʏ @teleprotectorbot
8708 Cʜᴀɴɴᴇʟs ᴀʀᴇ Sᴀᴠᴇᴅ Fʀᴏᴍ Rᴇᴘᴏʀᴛs ɪɴ Lᴀsᴛ 24 Hᴏᴜʀs


🎉🎉መቀለ ስልኪ ሰሪሑ ኣሎ⚡️⚡️
ተመስገን🙏🙏


Subscribe Now 💫
Stay updated with our latest content and enjoy exclusive perks! Your subscription helps us keep delivering great content. Thanks for your support! 🙏


⚠️መጠንቀቅታ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንትነብሩ ተጋሩ🛑

ካብ ትግራይ ናብ ኣዲስ ኣበባ ዝመፃኹም ተጋሩ ኣሕዋተይ ካብ ሕሉፉ ተሞኩሮ ተበጊሰ ኣብዚ ከምዚ ዝበለ ሰዓት  ክትገብሩዎ ዝግበኣኩም ጥንቃቀ ን ባህሪ ናይዚ መንግስትን ክነግረኩም።

ኣብዚ ከምዚ ዝመሰለ ሰዓት ባህሪ ናይዚ መንግስቲ  ካብ ካልእ እዋናት ኣዝዩ ተቐያያሪ እዩ።

= ምሸት ምሸት ንእግረኛን ተሽከርከርትን መገድታት ተዓፅዮም ሓያል ፍተሻታታት ይካየዱ።

=  ቀትሪ ቡዙሓት ስቪላት ኣብታ ከተማ ተበቲኖም ካብ ዳቡና  ዳካራምቡላ ፑል ቤት  ቃሕ ዘይበሉዎም   ልዕሊ ሰለስተ ሰባት ተኣኪቦም ዝረኸብዎም ሓፊሶም ናብ ፖሊስ ጣብያ ይወስዱ።

= ምሸት ካብ ዳግሮሶሪ ዋላ ዓበይቲ ዳጭፈራታት  ገዛ ዓፅዮም ብኣልማሚት ብፓትሮል ፅዒኖም  ፖሊስ ጣብያ ይወስዱ።

= ናይ ልመዓት ሰራዊት ዝበሃሉ ኣንፀባራቒ ዝለበሱ ኣረግቶት ኣንስቲ ዘለወኦም መነኣሰይ ምሸት ምሸት ኣብ መንደርኩም  መታወቅያ ብምሕታት ሞኽ ከብሉኹም እዮም። ነዚኣም ንዒቅኩም  ኣይትመላለሱዎም ።ንሶም ማለት ልመዓት ጉጅለ ዮም።😁 ሓበሬተኦም ብመንግስቲ ተኣማኒ እዩ።

= ስልኪ  ዘብዝሕ ሰብ ክትትል ይበዝሖ  እዩ።

= ንዝተጦቆመ ወይ ዝተጠርጠረ ገዛ ገዛ ፍተሻ  ይገብሩ።

=  ፖላዊስ ድንገት ረኺቦምኻ ሞባይልካ ክፍትሽዎ  ይኽእሉ ዮም።

= ንሰብ ሃፍቲ ባንኪ ምእጋድ ከጋጥም ይኽእል።

🎍✨ እትገብሩዎም ጥንቃቐ  ፦

ብቐዳምነት ንፁህ ሰብ ሙኳን !!

_ ንፍተሻ ፍቃደኛ ሙዃን መታወቅያ ምሓዝ።

_ ዘይምፍራሕ  ዝተሓተትካዮ ብዝተረጋገዐ ኩነት መልሲ ምሃብ።

_ ልዕሊ ሰለስተ ሰብ ብሓንሳብ ዘይምዝዋር  እንዳካራንቡላ ፑል  ግሮሶሪ  ነዊሕ ሰዓት ኮፍ ዘይምባል። (ዋና ፀላኢቶም ምእካብ እያ)

_  እንዳጭፈራ ዘይምዝውታር።

_ተኣኪብካ ዓውዓው ዘይምባል  ዋላ ጭዋታ ይኹን።

_ እትዘናግዑሉ ቦታ ብዝተኸኣለ መጠን ደረጅኡ ዝሓለወ  ሆቴል ወይ መናፈሻ ክኸውን ኣለዎ።

_ ኣብ እኩብ ሰብ ስልኪ ብዝተኸኣለ መጠን ብ መሰጅ ወይ ብሪከርድ ምርድዳእ።

_ኣብ ስልኩኹም ናብ ሓደጋ ከእትወኩም ዝኽእል ምስልታት ጥቅስታት ኣይተሓዙ። ኣይፈትውን !!

_ ንገዛኻ ክመፁኻ ከለው ዘይምፍራሕ  ኣድለይቲ ዘይኮኑ ፀጥታ ዝሰግኦም ነገራት ዘይምሓዝ።

_ ብዝተኸኣለ መጠን ኣብ ስራሕኻ ምውዓል

_  ገንዘብ ኣብ ባንኪ ሰብኣይ ጥራሕ ዝሕዞ ተነይሩ ናብ ሰበይቱ የከፋፍሎ።ሰበይቲ ውን ከምኡ።  ሰብኣይን ሰበይትን ውክልና ተወሃሃቡ።ሰብኣይ ንሰበይቲ ሰበይቲ ንሰብኣይ። ( ኣብ ዝሓለፈ ሓዲኦም ተተኣሲሮም ምስ ገንዘቦም  ናብ ልመና ዝወፁ ስለዝነበሩ)

_እንተተኣሲርካ ናይ ዋሕስ መሰልካ ክኽበረልካ ብስርዓት  ምዝራብ ።

#NB

ገለ ለያቡ ፖላዊስ እዚ ከምዚ ዝመሰለ ኩነታት ከም ረብሓ ጌሮም ክጥቀምሉ ይረአ እዩ።  እንተሒዞሙኹም ገንዘብ ዝበሃል ከይትህቡዎም። ዋላ ኣብ ፖሊስ ጣብያ ዝደራደሩ ኣለው እዮም። ክሳብ መጨረሻ መሰልኩም ኣኽብሩ ንፅህናኹም ኣረድኡ።

ኣብ ገዛኹም ክባራት ጌፃጌፂ እንተሃልዩኩም ፡ ኣብ ባንኪ ኣቐምጡዎ።

👉እዚ ሓበሬታ ኩሉ ንክፈልጦን ንክጥንቀቅን ሼር ንግበረሎም✨✨

source 👉ካፉ
ሰላም ንህዝብና ሰላም ንዓድና ሰላም ንኹሉ ወድሰብ

#ኣጆና_ክሓልፍ_እዩ🙏
✨✨ ቤተሰብ ይኩኑ⚡️✨
👉 @NayAwetMengedi
👉@NayAwetMengedi
👉 @NayAwetMengedi


ዝውውር ሓቲትኩም ዝበበርኩም ተምሃሮ ትግራይ ምደባ ተካይዱ ኣሎ ኣቲኩም ኣበይ ከም ዝበፅሓኩም ክትሪኡ ትክእሉ ኢኩም


መርኣዪ መላግቦ(Link)👇👇
https://student.ethernet.edu.et/university-transfer/


ዘሕዝን ዜና 😢

ኔትዎርክ ኣብ ትግራይ ተቋሪፁ ኣሎ ናይ ኢትዮ ቴሌኮን ኔትዎርክ ተቋሪፁ ኣሎ

ካብ ብዙሓት ሰባት ካብ ዝረከብክዎ ሓበሬታ ናይ Safaricom ሴም ክሳብ ሀዚ ይሰርሕ ኣሎ ይበሃል ኣሎ ብ ናይ ሳፋሪኮም ሞኩሩ🥹🥹

😢ፈጣሪ ቤተሰብና ይሓልወልና😔


Subscribe Now 💫
Stay updated with our latest content and enjoy exclusive perks! Your subscription helps us keep delivering great content. Thanks for your support! 🙏


🎮🔥 READY FOR A NEW CHALLENGE? 🔥🎮
🧩 Try this addictive Tile-Merging Puzzle Game and test your skills!
📱 Android 10+
⚡ Easy to start • Fun to play • Challenging to master
👇 CLICK HERE TO TRY IT NOW 👇
🔗 https://www.cdnflair.com/view.php?id=5546932&pub=3362008

🚀 Give it a try — can you beat the challenge? 🏆

👉 TRY and ENJOY it


🏢ትምህርቲ ሚኒስተር ኣናዊሕዎ🔶

ናይ ዩኒቨርሲቲ ዝውውር ምምላእ ሎምዓንቲ መስከረም 8 -- 2019 ዓ.ም ናይ ለይቲ 6 ሰዓት ናይ መወዳእታ መዓልቲ ከም ዝነበረ ይዝከር።📩

🫴ነገር ግን ትምህርቲ ሚኒስተር እቲ  ምዝገባ ን ተወሳኪ 2 መዓልቲ ኣናዊሕዎ ኣሎ።

👉በዚ ኣጋጣሚ ብዝተፈላለዩ ምክንያታት ክሳብ ሀዚ ዘይመላእኩም  ተምሃሮ እዚ ዕድል ተጠቂምኩም ንክትመልኡ ንፅውዕ።

📌 ብዛዕባ እዚ ጉዳይን ካልኦት ሓደሽቲ ሓበሬታታትን ኣብ ቀፃሊ ሒዝናልኩም ክንመፅእ ኢና።
                                             ✍A.C
╔═══════❖🌟❖═══════╗
👑🔥 ንተወሳኺ JOIN ቻነል 🔥👑
╚═══════❖🌟❖═══════╝
⚡ ካብ ካልኦት ቀዲሞም ሓበሬታ ይርከቡ! ⚡
🔗
@NayAwetMengedi
🔗
@NayAwetMengedi
🚀✨ ሕጂ JOIN ይግበሩ! ✨🚀

🕊
#ሰላም_ንኩሉ #Peace_for_All🕊


✨ክቡራት ተከታተልቲና ከመይ ትኮኑ ቻናልኩም  [ናይ ዓወት መንገዲ] 🫶

📈ናብ ብዙሕ ሰብ ክትበፅሕን ካብቲ ዘለቶ በዝሒ ተከታሊ ክትውስክን ስለ ዘለዋ  ኣብ ቀረባ ምስ ካልኦት ቻናላት Promotion ክንሰርሕ ኢና🔖

ስለዚ ንዝተወሰነ ግዜ ኣብዚ ቻናል  ኣብ ማእከል promotion ክልቀቅ ስለ ዝክእል ካብዚ ቻናል
#leave
ብዘይምባል ንክትተሓባበሩና  ኣቀዲምና ንዓኩም ንኩቡራት  ንተከታተልትና ክንነግረኩም ብዝብል እዩ የቀንየልና።
🙏🙏🙏❤️❤️❤️🙏🙏🙏


👉ኣብ 2018ዓም ብ ሪመድያል (Remedial) ናይ ብሄራዊ ፈተና ወሲድኩም ናብ ዪኒቨትስቲ ዘእቲ ነጥቢ ኣምፂኩም ዝሓለፍኩም ተምሃሮ

ናይ ዩኒቨርስቲ ምርጫኩም ናብ ትምሃርሉ ዝነበርኩም ምካድ ከየድለየኩም ኣብ ዘለኩምዎ ቦታ ኮይንኩም በቲ ኣብ ታሕቲ ዘሎ መላግቦ (Link) ተጠቂምኩም ካብ ሎምዓንቲ  መስከረም 7 - 2019 ዓም ክሳብ መስከረም 11-2019ዓም ኣብ ዘሎ ግዜ ክትመርፁ ከም ትክእሉ ገሊፁ ኣሎ።
👇👇👇👇👇👇👇👇👇
https://student.ethernet.edu.et/preferences

📌 ብዛዕባ እዚ ጉዳይን ካልኦት ሓደሽቲ ሓበሬታታትን ኣብ ቀፃሊ ሒዝናልኩም ክንመፅእ ኢና።
                                             ✍A.C
╔═══════❖🌟❖═══════╗
👑🔥 ንተወሳኺ JOIN ቻነል 🔥👑
╚═══════❖🌟❖═══════╝
⚡ ካብ ካልኦት ቀዲሞም ሓበሬታ ይርከቡ! ⚡
🔗
@NayAwetMengedi
🔗
@NayAwetMengedi
🚀✨ ሕጂ JOIN ይግበሩ! ✨🚀

🕊
#ሰላም_ንኩሉ #Peace_for_All🕊


📖ትምህርቲ ሚኒስተር ሎምዓንቲ ንሓደሽትን ነባራትን ተምሃሮ ዝምልከት  መግለፂ ሂቡ

🎓ኣብ ትግራይ ንዝተመደብኩም ሓደሽቲ ተምሃሮን ከምኡ እውን ንነባራት ተምሃሮን ሀዚ ኣብ ትግራይ ብዘሎ ኩነታት ንምምሃር ኣፀጋሚ ስለ ዝኮነ ናብ ካሊእ ውሑስ ዝኮነ ዩኒቨርሲቲ ኣቲና ትምርትና ክንቅፅል  ኢልኩም ብዝሓተትኩምዎ መሰረት ብግዝያውነት ካብ ትግራይ ወፅኢ ኣብ ዘለዋ ዩኒቨርስትታት ምደባ ዝካየድ ኮይኑ ኣብቲ ምደባ ቅሬታ  ዘለኩም  ተምሃሮ ተሃሊኩም  ብኣካል ናብ ትምህርቲ ሚኒስተር ምምፃእ  ከምዘይከኣልን
ወሲኩ ድማ  ኣብ ቀረባ መዓልቲ እቲ ዝተመደብክምዎ ሓዱሽ ዩኒቨርሲቲ ከም ዘፍልጥ ገሊፁ ኣሎ

👉ኣብ ትግራይ ዘሎ ኩነታት  ተተስተካኪሉ  ተመሊስኩም ትምህርትኩም  ክትቅፅሉ ከም ትክእሉን እውን  ገሊፁ ኣሎ

👉ኣብ መወዳእታ ድማ ብዝተፈላለየ ምክንያት ትምህርትኩም  ኣብ ትግራይ ክንቅፅል ንደሊ ኢና ትብሉ
#ሓደሽትን #ነባራትን ተምሃሮ ተሃሊኩም ድማ  ምስቶም ዩኒቨርስትታት ናተነጋገርና ስለ ዝኮንና ብትዕግስቲ ተፀበዩና ኢሉ ኣሎ።

🔎📌 ብዛዕባ እዚ ጉዳይን ካልኦት ሓደሽቲ ሓበሬታታትን ኣብ ቀፃሊ ሒዝናልኩም ክንመፅእ ኢና።
                                             ✍A.C
╔═══════❖🌟❖═══════╗
👑🔥 ንተወሳኺ JOIN ቻነል 🔥👑
╚═══════❖🌟❖═══════╝
⚡ ካብ ካልኦት ቀዲሞም ሓበሬታ ይርከቡ! ⚡
🔗
@NayAwetMengedi
🔗
@NayAwetMengedi
🚀✨ ሕጂ JOIN ይግበሩ! ✨🚀

🕊
#ሰላም_ንኩሉ #Peace_for_All🕊


ኣብ ናይ ተምሃሮ ምደባ


ኣብ 2018 ዓም ብሔራዊ ፈተና ተፈቲንኩም ናብ ዩኒቨርሲቱ ዝሓለፍኩም ተምሃሮ ናይ ዩኒቨርሲቲ ምደባ ተካይዲ ኣሎ።

ኣበይ ከም ዝበፅሓኩም በዚ ዝስዕብ መላግቦ(Link )  ክትሪኡ ትክእሉ ኢኩም
👇👇👇👇👇👇👇
https://student.ethernet.edu.et/view-placement

ትምህርቲ ሚኒስተር ከም ዝበሎ ብዙሕ ነገር መሰረት ጌርና ኢና ዝ ምደባ ተምሃሮ ኣካይድናዮ ዘለና ይብል።

🔎📌 ብዛዕባ እዚ ጉዳይን ካልኦት ሓደሽቲ ሓበሬታታትን ኣብ ቀፃሊ ሒዝናልኩም ክንመፅእ ኢና።
                                             ✍A.C
╔═══════❖🌟❖═══════╗
👑🔥 ንተወሳኺ JOIN ቻነል 🔥👑
╚═══════❖🌟❖═══════╝
⚡ ካብ ካልኦት ቀዲሞም ሓበሬታ ይርከቡ! ⚡
🔗
@NayAwetMengedi
🔗
@NayAwetMengedi
🚀✨ ሕጂ JOIN ይግበሩ! ✨🚀

🕊
#ሰላም_ንኩሉ #Peace_for_All🕊


Subscribe Now 💫
Stay updated with our latest content and enjoy exclusive perks! Your subscription helps us keep delivering great content. Thanks for your support! 🙏


Update

👉ሀዚ ብዘይምንም ችግር ይሰርሕ ኣሎ እዩ ፋይዳ ቁፅርኩም ብምእታይ ተመዝገቡ

ኣቲኩም ተመዝገቡ📋
https://student.ethernet.edu.et/university-transfer/

🔎📌 ብዛዕባ እዚ ጉዳይን ካልኦት ሓደሽቲ ሓበሬታታትን ኣብ ቀፃሊ ሒዝናልኩም ክንመፅእ ኢና።
                                             ✍A.C
╔═══════❖🌟❖═══════╗
👑🔥 ንተወሳኺ JOIN ቻነል 🔥👑
╚═══════❖🌟❖═══════╝
⚡ ካብ ካልኦት ቀዲሞም ሓበሬታ ይርከቡ! ⚡
🔗
@NayAwetMengedi
🔗
@NayAwetMengedi
🚀✨ ሕጂ JOIN ይግበሩ! ✨🚀

🕊
#ሰላም_ንኩሉ #Peace_for_All🕊


ምእታው ዝኣበየኩም ተምሃሮ ኣብዚ ሀዚ ሰዓት ብዙሕ ሰብ ይጥቀመሉ ስለ ዘሎ እዩ።
ብተወሳኪ ድማ ናይ መዝዛሕቲኡ ተምሃራይ Admission number በዝሑ 7 እዩ ኣብቲ መምልኢ ድማ 8 ክኮን ኣለዎ እዩ ዝብል ይሓተልኩም ኣለኩ እዩ

👉ምዝገባ ክሳብ ዕለት 8 መስከረም 2019 ዓ.ም እዩ

መመዝገቢ ሊንክ👇👇👇

https://student.ethernet.edu.et/university-transfer/

🔎📌 ብዛዕባ እዚ ጉዳይን ካልኦት ሓደሽቲ ሓበሬታታትን ኣብ ቀፃሊ ሒዝናልኩም ክንመፅእ ኢና።
                                             ✍A.C
╔═══════❖🌟❖═══════╗
👑🔥 ንተወሳኺ JOIN ቻነል 🔥👑
╚═══════❖🌟❖═══════╝
⚡ ካብ ካልኦት ቀዲሞም ሓበሬታ ይርከቡ! ⚡
🔗
@NayAwetMengedi
🔗
@NayAwetMengedi
🚀✨ ሕጂ JOIN ይግበሩ! ✨🚀

🕊
#ሰላም_ንኩሉ #Peace_for_All🕊


ሰላማት ሀዚ ቅድሚ ደቃይቅ  መመዝገቢ ሊንክ ተላኢኩ ኣሎ

👉ምዝገባ ዝጅመረሉ ሰዓት 4:00 እዩ።

መመዝገቢ ሊንክ👇👇👇
https://student.ethernet.edu.et/university-transfer/

🔎📌 ብዛዕባ እዚ ጉዳይን ካልኦት ሓደሽቲ ሓበሬታታትን ኣብ ቀፃሊ ሒዝናልኩም ክንመፅእ ኢና።
                                             ✍A.C
╔═══════❖🌟❖═══════╗
👑🔥 ንተወሳኺ JOIN ቻነል 🔥👑
╚═══════❖🌟❖═══════╝
⚡ ካብ ካልኦት ቀዲሞም ሓበሬታ ይርከቡ! ⚡
🔗
@NayAwetMengedi
🔗
@NayAwetMengedi
🚀✨ ሕጂ JOIN ይግበሩ! ✨🚀

🕊
#ሰላም_ንኩሉ #Peace_for_All🕊


🎓ትምህርቲ ሚኒስተር ትማሊ ክለቆ እየ ኢልዎ ዝነበረ 📋መመዝገቢ ሊንክ🔗 ክሳብ ሀዚ ኣይተለቀቆን ሂሄ።

🤌ብናይ ካልኦት ሰባት ዝዛረብዎ ዘይተረጋገፁ ዘረባታት ምሽቃል ኣየድልን

👉  ምስ ተለቀቀ ኣብ ቻናልና ክንለቀልኩም ኢና ብትዕግስቲ ይፅበዩና✨

🔎📌 ብዛዕባ እዚ ጉዳይን ካልኦት ሓደሽቲ ሓበሬታታትን ኣብ ቀፃሊ ሒዝናልኩም ክንመፅእ ኢና።
                                             ✍A.C
╔═══════❖🌟❖═══════╗
👑🔥 ንተወሳኺ JOIN ቻነል 🔥👑
╚═══════❖🌟❖═══════╝
⚡ ካብ ካልኦት ቀዲሞም ሓበሬታ ይርከቡ! ⚡
🔗
@NayAwetMengedi
🔗
@NayAwetMengedi
🚀✨ ሕጂ JOIN ይግበሩ! ✨🚀

🕊
#ሰላም_ንኩሉ #Peace_for_All🕊


ጥንቃቀ ግበሩ⚠️

😳ብዙሓት ሰባት ናይ ትምሃሮ  ዝውውር ፎርም መምልኢ ናበሉ ዝተፈላለዩ ሊንክታት ብምልኣክ ናይ ብዙሓት ሰባት  ውልቃዊ ሓበሬታታት (personal information) ከም ናይ ባንኪ ፓስዋርድኩ, ፎቶ, ቪድዮ ካልኦትን ይጠልፉ ኣለዉ  እሞ ብጃኩም ጥንቃቀ ግበሩ ዝኮነ ሊንክ ኣይትነካክኡ።

ትምህርቲ ሚኒስተር ባዕሉ ዝ ሊንክ ኣብ ናይ በዕለይ ክልእኮ እየ ኢሉ እዩ እና ንሱ ጥራሕ ተከታተሉ
ብFacebook ክትከታተሉ ትደልዩ👇👇👇👇👇
https://www.facebook.com/fdremoe/
ብ ቴሌግራም ትደልዩ ድማ
👇👇👇👇
https://t.me/ethio_moe

🔎📌 ብዛዕባ እዚ ጉዳይን ካልኦት ሓደሽቲ ሓበሬታታትን ኣብ ቀፃሊ ሒዝናልኩም ክንመፅእ ኢና።
                                             ✍A.C
╔═══════❖🌟❖═══════╗
👑🔥 ንተወሳኺ JOIN ቻነል 🔥👑
╚═══════❖🌟❖═══════╝
⚡ ካብ ካልኦት ቀዲሞም ሓበሬታ ይርከቡ! ⚡
🔗
@NayAwetMengedi
🔗
@NayAwetMengedi
🚀✨ ሕጂ JOIN ይግበሩ! ✨🚀

🕊
#ሰላም_ንኩሉ #Peace_for_All

20 last posts shown.