ምምሕዳር ከተማ መኾኒ ንልዕሊ 900 ተመለስቲ ተጋደልትን ሃርበኛታትን እታ ከተማ ንመስርሒ መንበሪ ገዛ ዝኸውን መሬት ሂቡ።
ምምሕዳር ከተማ መኾኒ ቅድም ክብል ንስድራ ስዉኣትን ጉድኣት ኺናትን ተመሳሳሊ ዕዱል ምሃቡ ዝዝከር ኾይኑ ሎማ ድማ ንኣስታት 902 ሃርበኛታትን ተመለስቲ ተጋደልትን ነፍስወከፎም 140 ሜትር ካሬ ስፍሓት መሬት ንመስርሓ መንበሪ ገዛ ዓዲልዎም ኣሎ።
ኣብ ቀፃሊ እውን ተመሳሳሊ ዕዱል ክወሃብ ምዃኑ ኣብቲ እዋን ዝተሓበረ ኮይኑ ተጠቀምታቲ እቲ ዕዱል እውን ብትዕግስቲ ክፅበዩ ለቦዋ ቀሪቡ ኣሎ።
@ASCENTIG