ትግርኛ AIRDROPS 🕊


Kanal geosi va tili: Efiopiya, Amharcha


ሰላም!
ኣብ ቻነልና ዝተመረፁ ዳሕና ዝኮነ ጥቅሚ ንረክበሎም Airdrops / Crypto እናለቀቅና ብዛዕበኦም ደማ ስፍሕ ዝበለ መብራህርሂ እናሃብና ንጠቃቀመሉ ቻነል እዩ!!
DM 👉 @amonoffline5

Связанные каналы  |  Похожие каналы

Kanal geosi va tili
Efiopiya, Amharcha
Statistika
Postlar filtri


ንኹሎኩም ተኸተልቲ እምነት ኦርቶዶክስ እንኳዕ ንዓቢይ ጾመ ኢየሱስ (ናይ ዓብይ ጾም) ብሰላም ኣብጽሐኩም 🙏🙏

እዚ ፆም ናይ ሰላም ፆም፣ናይ በረኸት ፆም ከምኡ'ውን ጸሎትኩም ኩሉ መልሲ ዝርከበሉ ፅቡቕ ወርሓት ጾም ይግበረልኩም ☺️

@tigrigna_airdrops
@tigrigna_airdrops


Paws is The Hint

paws ብባይቢት......⌛

@tigrigna_airdrops


Morning 🌞


ናሎምዓንቲ Game መን ይስዕር ትብሉ እስኪ 😋
So‘rovnoma
  •   ሲቲ
  •   መዓረ
  •   ሊቨርፑል


PAWS ኣብ BINANCE ሊስት ምዃኑ ዘይተርፍ ይመስል ብዙሕ ፍንጭ የርእዩ ኣለዉ!

@tigrigna_airdrops


እቲ ትርእይዎ ዘለኹም መንእሰይ 500$ ብMemeCoin ተሳዒሩ ኣብ Twitter live Stream ንዓርሱ ኣጥፊኡ💔

ንመወዳእታ ግዘ ዝተዛረቦም ቓላት
"ኣነ ካብ ሞትኩ እዚ ናብ memecoin ከምእትቅይርዎ ተስፋ እገብር"

@tigrigna_airdrops


🐾 Paws Price Prediction !

Total Supply : 100 Billion
Vouchers      :  2% Supply ( 2 billion )
1 voucher     : 8888 Paws token
Airdrop         :  62.5%
Circulating Supply : 50 billion
Eligibile Users : less than 4 million
Listing          : March First week
1 Wpaws      :  16 Paws tokens ( Apprx )
Average allocation : 10000 Tokens

Market Cap :
100 Million = $0.002
200 Million = $0.004
300 Million = $0.006

ኣብ ላዕሊ ተዘርዚሮም ዘለዉ ኩሎም ዝርዝራት ክቕየሩ ይኽእሉ እዮም። ከመይ ርኢኹምዎ? 👍🙌🔥 ምእንቲ ከይትርስዑ❗


Paws total supply 100b ምኳኑ ብትዊተር ገፆም ኣረጋጊፆም ኣለዉ 🔥🔥


Paws total supply 50B


‼️ Zoo claim ዘይገበርኩም ሎምዓንቲ ቀትሪ 6 ሰዓት off-chain claim ምግባር ደው ክብል እዩ ብግዜ ወድኡ 😎

#zoo@Tigrigna_airdrops


Paws 🐾 Allocation እስኪ ኣብ ኮሜንት 🙈😁


Morning 🌞


Under maintenance ስለዘሎ ምናልባት እቲ ክፍፍል ክተርፍ ይኽእል እዩ ወይ ድማ ብጌጋ እተኣገዱ ክትምለሱ ትኽእሉ ኢኹም!

1NFT ፈጢርኩም ዘይሸጥኩም እንተሊኩም ሕጂ 1NFT = 8888 $PAWS ክትቅይሩ ትኽእሉ ኢኹም ዝብል ወረ ኣሎ!


Check ur paws allocation guys 🙄


ትግርኛ AIRDROPS 🕊 dan repost
ብዚ WEBSITE ምርካብ ትክእሉ ኢኩም

https://paws.community/app

ክትከፍትዎ ተለኩም ብtelegram እተዩ 😎




ብ 1 ሰብ 2 star ዝከፍል ቦት ሰብ ምግባዝ ትክእሉ ተሃሊኩም ሞክሩው minimum withdraw 15 star ⭐️

👉 Start


@tigrigna_airdrops


Paws Activity Checker ተወዲኡ ኣሎ ካብኡለ  ናጋ ኣብ paws Websites ዝቅ ፅሐኩምሕPaws Token Allocation ምርኣፍ  ከምዝጅመር ተናጊሮም ኣለዉ


Paws 🐾
ሃፍተምናያባ 😎😂


Paws activity checker ልረሳዕክምዎ አካውንት ተሃልዩ check ግበሩ

20 ta oxirgi post ko‘rsatilgan.