ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ክልል ትግራይ
ኣብ ከተማ ኣክሱም ዝግበር ዘሎ ክልከላ ሒጃብ ተምሃሮ በትሪ ኾኒኑ።
እቲ ቤት ምኽሪ ንመራኸብቲ ሓፋሽ ኣብ ዝሃቦ ጋዜጣዊ መግለፂ እቲ ዝፍፀም ዘሎ ክልከላ ሕገመንግስታዊ መሰልን ደምብታት ሚንስቴር ትምህርቲን ክልልን ዝጠሓሰ እዩ ክብል ኮኒኑሎ።
እቲ ፀገም ንክፍታት ተደጋጋሚ ሕቶታት እናቕረበ ከምዝፀንሐ ዝገለፀ እቲ ቤት ምኽሪ "ከይረፈደ፣ ብቕልጡፍ መልሲ ክረክብ ኣለዎ" ብምባል ኣተሓሳሲቡ እዩ።
በዓል 11 ነጥቢ ሙሉእ ትሕዝቶ መግለፂ ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ክልል ትግራይ 👇